“ወቀሳ ደቂ መሳፍቲ”

ውድብ ግን ንኸጥፍእዋ ዝመፁ ናይ ፊውዳል እኽብካብ ዝኾኑ ኣባላት ኢድዩ (EDU)፣ ካብ እግዚኣብሔር ዝተለኣኹ ምዃኖም ፈሊጣ ተነሲሃ ናብ ስልጣኖም ክትመልሶም ነይርዋ። ንሕና ደቂ ግራዝማቻት፣ ደቂ ፊተውራሪ፣ ደቂ ባራምባራስ … ብናይ ካልኦት ረሃፅ ደቂስና ምብላዕ ዝለመድና፣ ምስ ደቂ ዓዃይ ማዕረ ምግባራ ፈጣሪ ዘይፈትዎ ስራሕ ብምስራሓ ነብሳ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ኣይመሓርን። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ናይታ ጓል ኣንስተይቲ […]

Read more "“ወቀሳ ደቂ መሳፍቲ”"