“ወቀሳ ደቂ መሳፍቲ”

ውድብ ግን ንኸጥፍእዋ ዝመፁ ናይ ፊውዳል እኽብካብ ዝኾኑ ኣባላት ኢድዩ (EDU)፣ ካብ እግዚኣብሔር ዝተለኣኹ ምዃኖም ፈሊጣ ተነሲሃ ናብ ስልጣኖም ክትመልሶም ነይርዋ። ንሕና ደቂ ግራዝማቻት፣ ደቂ ፊተውራሪ፣ ደቂ ባራምባራስ … ብናይ ካልኦት ረሃፅ ደቂስና ምብላዕ ዝለመድና፣ ምስ ደቂ ዓዃይ ማዕረ ምግባራ ፈጣሪ ዘይፈትዎ ስራሕ ብምስራሓ ነብሳ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ኣይመሓርን።
ካብ ኩሉ ንላዕሊ ናይታ ጓል ኣንስተይቲ ፍቃድ ብዘየገድስ፣ ንሕና ደቂ ምስለኔ ዝደለናያ ሑርማ ወደ እገለ፣ እንዳ እገለ ጓልኩም ሃቡና ኢሎምኹም ተባሂሉ እምቢ ተባሂልና ዘይንፈልጥ ህወሓት ማዕርነት ዝብል ባህልና ዘይፈቅዶ ኣካይዳ ኣምፂኣ፣ ክብሪ ደቂ መሳፍንቲ ብዘይፈልጣ ተማሂርና ኢና፣ ማዕረ ኢና ዝብላ ባህለን ዝረስዓ ሑርማታት ፈጢራ ጉድ ገይራትና። 😁😜

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out /  Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out /  Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out /  Change )

Connecting to %s